Discoverመሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo
Claim Ownership

መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo

Author: መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo

Subscribed: 3Played: 10
Share

Description

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን።
እዚ ተከታታሊ መደብ " Meseret Emnet Orthodox Tewahdo" ዝብል ናይ Podcast ትምህርቲ ቀንዲ ዕላምኡ ንምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፡ ነቲ ዘለዎም እምነት ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቑ፡ ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ዝኾንዎ እምነት፡ኣብኡ
1. ከም ህንጻ ኮይኖም ብጐይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ኪኾኑ፡
2. እናተኣሳሰሩ ክዓብዩ፡
3. ነቲ "ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።" (ኤፌ 2፡22) ዝበሎ ንከተግብሩ ክሕግዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
27 Episodes
Reverse
መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን እዚ እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።

እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።
እንጅምሮ ጾምና ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።
November 24 2020 ( ሕዳር 15 2013) እንጅምሮ ጾምና ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።
መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት ፳፪ ግንቦት  ፳፻፲፫ / May 30, 2021 "ሓምሻይ ሰሙን ናይ ትንሳኤ"  ወ. ዮሐንስ 21:15-17 "ጴጥሮስ፡ ሳልሳይ ጊዜ ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧ ስለ ዝበሎ፡ ጕህዩ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ አሎኻ፡  ኣነ ኸም ዘፍቅረካውን ትፈልጥ አሎኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ኣባጊዔይ ኣብልዕ።"
ሉቃስ 19:46 "ቤተይ ቤት ጸሎት እያ፡ ተጽሒፉ አሎ፡ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ እናበሎም ኬውጽእ ጀመረ።"
1ይ ዜና መዋዕል 16:8-12 "ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዑ፡ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ንገሩ። ንእኡ ዘምሩ፡ ቃንዩሉ፡ ብዛዕባ ዂሉ ተኣምራቱ ተዛራረቡ። በቲ ቅዱስ ስሙ ተኸበሩ፡ ልብ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚደልዩ ይተሐጐስ። ንእግዚኣብሄርን ስልጣኑን ድለዩ፡ ገጹ ዂሉጊዜ ድለዩ። ነቲ ዝገበሮ ተኣምራቱን፡ ንትእምርትታቱን ፍርድታት ኣፉን ዘክሩ።"
2ቆረ5:19  "ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።"
ወ. ማርቆስ 10:45 "ወዲ ሰብ ድማ ኬገልግል ህይወቱውን በጃ ብዙሓት ኪህብ እምበር፡ ኬገልግልዎ ኢሉ ኣይመጸን፡ በሎም።"
ወ. ዮሐንስ 1:18 "ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።"
ሉቃስ 19:9-10 "የሱስ ድማ፡ ወዲ ሰብ ንጥፉእ ኪደልን ኬድሕንን እዩ ዝመጸ እሞ፡ ንስኻ ኸኣ ወዲ ኣብርሃም ስለ ዝዀንካ፡ ሎሚ ነዛ ቤት ምድሓን ኰነላ፡ በሎ።" #ጾም​ #ጾምኣርብዓ​ #መሰረትእምነትኦርተዶክስተዋህዶMeseretEmnetOrthodoxtewhdo
loading
Comments