Discoverዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
Claim Ownership

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

Author: VOA

Subscribed: 100Played: 5,179
Share

Description

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021
2484 Episodes
Reverse
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ምትፍናን ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ብዘተ ክዓርፍ ይጽውዕ ስድራቤት እሱራት ወተሃደራት ደሃይ ይሓቱ፡ መላሲ ግን የሎን ርኽብ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ቻይና
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሲ ክምስረት ይሓቱ ኣብ ጎንደር ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ውግእ 5 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ መደብ ጥዕና የጠቓልል።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ልዝብን ምኽክርን ኢትዮጵያ ንዕጡቓት ኣካል ዝርርብ ክዀኑ ይጽውዕ፡ ኣመሪካ ድጋፋ ትገልጽ፡ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪዬ ኣብ ሶማል ይበጽሕ ኣምንስቲ ዓመታዊ ጸብጻብ የውጽእ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን - ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024 ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣመሪካ -- ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣሰካፊ ተርእዮ፥ 21 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ጂቡቲ ሞይቶም፡ ደሃይ ካልኦት 23 ድማ ኣይተፈልጠን፥ ጉጅለታት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብሪጣንያ ንዝመደበቶን ባይቶ ዝደገፎን ምግዓዝ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ይነቕፉ ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣሰፋ ተኸስተ
መግለጺ ኤምባሲታት ሃገራት ጉጅለ-7 ኣብ ጉዳይ ክልል ኣምሓራን ትግራይን፡ መግለጺ ኢዜማ ኣብ እምባታት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ባርዕ መደብ ስፖርትን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 ሚያዝያ 2024 ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና ጸብጻብ ኣብ ለንደን ማራቶን ዝሳተፉ ዘለው ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት መደብ ቒሔ ጽልሚ ንምምራቕ ፈላመይቲ መጽሓፍ ፍሉጥ ኤርትራዊ ደራሲ ደበሳይ ወልዱ
ኣብ ኣፍደገ ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ዝተካየደ ሰልፊ ተቃውሞ ተወላዶ ትግራይን ኦሮሞን: ኣብ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝረ ኣ ዘይስሩዕ ኣመጋግባ ዝምልከት መደብ: ዕለታዊ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሚያዝያ 2024
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕ ዝተዳለወ መደብ ኣብ ጀነቫ: ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ግጭት: ኩነታት ማእከላይ ምብራቕ ሕጹያት ተወዳደሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ማእከላይ ምብራቕ ነበርቲ ፒያሳ ብምፍራስ ፒያሳ ይሓዝኑ ቃለ መሕትት ዶ/ር የማነ ወልደዩሃንስ ኣብ ናይ 17 ሚያዝያ 2024 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ አላማጣ ብሰንኪ ስግኣት ናብ ቖቦ ምኻዶምን ግብረ መልሲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ርክብ ቻንስለር ጀርመን ምስ ፕረዚደንት ቻይና ጸብጻብ ኣብ ዳባት ዝተጨወየ ኤርትራዊን መደብ ኣመሪካናን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ሚያዝያ 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ መኾኒ ዝተኻየደ ሰልፊ ተመዛበልቲ: ኣብ ክልል ጋምቤላ 14 ሰብ-መዚ ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ተገሊጹ ዜና ስፖርት ተንተንቲ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፉ ውድባት ዝሃብዎ መጠንቐቕታ
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጠመ 3 ሰባት ዝቐተለ ምልውዋጥ ተኵሲ; ኣመሪካ ግዚያዊ ናይ ምጽናሕ ቪዛ ኢትዮጵያዊያን ኣናዊሓ እግሪ ጉዕዞ ንኣካላዊን ኣእምሮኣዊን ጥዕና ዘለዎ ጠቕሚ ኣብ ሕጋዊነት ህወሓት ካብ በዓልሞያ ሕጊ ዝተዋህበ መብርሂ
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 11 ሚያዝያ 2024 መሻርኽቲ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ይቀራረባ፣ ግሉጽነት ኣሰራርሓ ክህሉ ይጽውዓ ኮሚተ ዝምድናታት ጉዳያት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ንቕትለት በተ ኡርጌሳ ኣመልኪቱ ቅልጡፍ መርመራ ክግበር ጸዊዑ ኣብ ኣኽሱም ብርእሰን ተላጊበን ዝተወልዳ ዕሸላት ዝምልከት መደብ የጠቓልል
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያ፡ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ መራሒ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ተቐቲሉ ፡ ርክብ ፕረዚደንት ባይደንን ቀ/ሚ ጃፓንን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን- ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ንስርሓት ግብረሰናይ ዝተበገሰት ህጻን የጠቓልል።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 09 ሚያዝያ 2024 ዕለታዊ ዜና - መንገዲታት ኣየር ቱርኪን ኢትዮጵያን ናብ ሞቃዲሾ ዝነበረን በረራ ሰሪዘን: ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዘጋጠመ ቅትለት: ምብጻሕ ቀ/ሚ ጃፓን ኣብ ኣመሪካን መደብ ቒሔ ጽልሚ ምስ በዓልቲ ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘውልዲ የጠቓልል።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 08 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ክልል ትግራይ ተኣሲሮም ዘለው ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፡ ኣብ ከተማ ፍኖተሰላም ዘጋጠመ ፍንጀራን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ዝረአ ዘሎ ግርደት ጸሓይ ዜና ስፖርት መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን - ኣመሪካን ኣውሮጳን ዘሕለፍዎ መምርሒታት ኣብ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ የጠቓልል።
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
loading
Comments 
loading
Download from Google Play
Download from App Store