DiscoverBIETNA ONLINE MASTERY
BIETNA ONLINE MASTERY
Claim Ownership

BIETNA ONLINE MASTERY

Author: Ermias Russom

Subscribed: 1Played: 4
Share

Description

እዛ መደብ ሓፈሻዊ ን ተዛራቢ ትግርኛ፡ ይጠቅም እዩ ዝተባህለ፡ ኣብ ቢዝነስ፡ ውልቃዊ ዕቤት፡ ልምዲ፡ ወፍሪ ካልእን ዛዕባ ተዳሉ።
2 Episodes
Reverse
ኣብዛ ሒዘልኩም መጺአ ዘለኹ ኣርእስቲ፡ ኣብ ህይወት ኣዝዮም ኣገደስቲ፡ ሸለል ኢልካ ክትሓልፎም ዘይግበኣካ ክንፈልጦም ዝግብኣና 8 ኣገደስቲ ነጥብታት ሒዘ ቀሪበ ኣለኹ። ነዞም ኣገደስቲ ነጥብታት ተገዲስና ሰሚዕናን ተረዲእናን ኣብ ግብሪ ምስ ነውዕሎም፡ ሓደ ስጉምቲ ኣብ ህይወትና ኬድና ከም ዘለና ንውሰዶ።
ሰላም ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፡ እዛ ተዳልያ ዘላ ናይ ድምጺ ሓበሬታ መደብ፡ ሓፈሻዊ BIETNA ONLINE MASTERY እተዳልዎ መደብ እዩ። ናይ ሎሚ መደብና፡ ነዛ ናይ ኢንተርነት ቤት-ትምህርትና እተዳልዎ መደብ ኢና ሒዝናልኩም መጺእና ዘሎና። እቲ ቀንዲ ዛዕባ ኸኣ፡ ፍሉይነታ ናይዛ ቤት-ትምህርቲ እዩ። ንከታተላ፡ ነውርዳ፡ ንዘድልዮም ከኣ ዘርግሕዋ።
Comments