The Wihbet Podcast

Zerisenai and Wihbet Ministry have a mission to share the love of God which is found in and revealed by Christ Jesus to everyone. Let's Think Podcasts come with insights to be inspired. Wihbet Ministry’s sermons, books, articles, and more are available free of charge at wihbet.com. We want people everywhere to understand and embrace the truth that God is most glorified in us, when we are most pursue Him.

015 - ጆን ዊክሊፍ (John Wycliffe)

ዛንታ ህይወት - ሊቅ፡ ተርጓሚ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰባኽን፡ ኮኾብ ጽባሕ ተሃድሶን - ጆን ዊክሊፍ (John Wycliffe)

04-03
27:01

014 - ኮሮና ቫይረስ (Covid-19)

ኮሮና ቫይረስ ስለምንታይ መጺኡ፧ እንታይ ክንገብር ይግብኣና፧ ኣብዚ እዋን መልስናን መልሲ እግዚኣብሄርን እንታይ እዩ፧

03-27
20:22

012 - ልብስኻ ቀይር (Part 1 of 2)

ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"

02-28
21:38

011 - ጃመስ ሃድሰን ተይለር (Part 2 of 2)

ታሪኽ ህይወት ሚስዮናዊ ጀምስ ሃድሰን ተይለር፣ ካብ መጀምርታ ታሪክ ህይወቱን ሓጺር ምስክርነት ኣገልግሎቱን ኣብ ቻይና።

02-26
27:40

029 - ቅሌምናጦስ በዓል እስክንድርያ

ቅሌምንጦስ፣ ኣብ ዘመኑ ንግሪኻዊ ዓለምን እንታይነት ክርስትና ዝገለጸ፡ ንፈሊጣዊ ምህሮ ገጠመሉ። ካብቲ ኣብ ግሪኻዊ ፍልስፍና፣ ብሉይ ኪዳን ከምኡ ድማ ወንጌል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝነበሮ ዓሚቚ ፍልጠት እተላዕለ ነቲ ናይ ሽዑ ግሪኻዊ ኣእምሮ፣ ንሄለናዊ ኮነ ንኣይሁዳዊ ብዘእምን መገዲ እንታይነት ክርስትና ኬነጽር ዝኸኣለ፡ ናይ ኣምላኽ ጅግና ሰብ።

09-22
12:41

028 - ንድኹም ምብርታዕ

ኢሳይያስ 40:29ንድኹም ሓይሊ ይህብ፡ ንስኑፍ ከኣ ብርታዔ ይውስኽ።

09-22
21:10

027 - ህድእቲ ለይቲ - Silent Night = Stille Nach

ህድእቲ ለይቲ - Silent Night = Stille Nacht (Joseph Franz Mohr and Franz Xaver Gruber) - ብ1818 እተዘመረት መዝሙር፣ ንልደት ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ምድሓኑ ዕዮ እትገልጽ መዝሙር።

07-26
13:58

025 - ቢሊ ግራሃም (Billy Graham) - ወንጌላዊ ንሚሊዮናት

ናይ ሚሊዮናት ወንጌላዊ - ቢሊ ግራሃም (Billy Graham)፣ "እግዚኣብሄር ንኣሜሪካ ከነቃንቃ እንተደኣ ደልዩ፡ ናይ ዶክትረይት ወይ ድማ ናይ ስነ-መለኮት ዲግሪታት ኣየድልዮን እዩ። ምናልባት እውን እግዚኣብሄር ንሓደ ዘይተማህረን ወዲ ገጠርን ክመርጽ ይኽእል እዩ . . . ናተይ ጸሎት ድማ እዚ እዩ!"

07-26
20:30

024 - ራይናርድ ቦንኪ (Reinhard Bonnke)

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ - ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ካብ 1967 ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ሚስዮናውን ኣገልጋሊ ወንጌል ኮይኑ ክሳብ ናይ ጥሮታ ግዚኡ ማለት 2017 ኣገልጊሉ።

07-26
13:22

023 - ዘገርም ጸጋ - ዮሃንስ ነውተን (Amazing Grace)

ዘገርም ጸጋ (Amazing Grace) - ብ1772 እተጻሕፈ መዝሙር፣ ንጸጋን ናይ ኣምላኽ ምድሓን ዝገልጽ መዝሙር።

06-25
14:15

022 - ሴይሞር ጂ. ዊልያም - ናይ ኣዙሳ ሓዊ (Seymour J. William)

ጅግና ናይ እምነት ኣቦ - ቀዳማይ ጸሊም፡ ባርያ-ነበር ኣሜሪካዊ ወንጌላውን መተንስኢ ጴንጤቆስታዊ ምንቅቃሕን ምንቅስቃስ ኣብ ኣሜሪካ።

06-19
15:21

021 - ነፍሰይሲ ህድእቲ ኣላ! ሆራሺዮ ስፓፎርድ

ዳዊት 46:10ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ልዕል ክብል፣ ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እየ።

05-27
13:08

020 - ኣብ ኣምላክ ተወከል

ምሳሌ 3:5ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ።

05-22
10:26

019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየ

ኤርምያስ 46:28ኣታ ባርያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ንዂሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ህዝቢ ብጥራስ ከጥፍኦም እየ፡ ንኣኻ ግና ብጥራስ ኣይከጥፍኣካን እየ፡ ብልክዕ ደኣ እየ ዝቐጽዓካ እምበር፡ ከይቀጻዕኩስ እኳ ኣይሐድገካን እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።

05-17
08:26

018 - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)

ዛንታ ህይወት - መምህር፡ መምህር ስነ-መለኮት፡ ፈላስፋ፡ ጳጳስን ፈላስን - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)

05-10
28:00

017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ

"...እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ጽሑፍ፡ ሞት ብዓወት ተዋሕጠ፡ ዝበሎ ቓል ኪፍጸም እዩ። ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧ ብልሒ ሞት ሓጢኣት እዩ፡ ሓይሊ ሓጢኣትውን ሕጊ እዩ። ግናኸ ነቲ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።" 1ቈረ 15.54-57

04-20
12:05

016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527

ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም ስለዝተላብዐ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ጸልማት ኣተወት። ነገራት ኩሉ ፍጹም ተዓጽወ።

04-16
18:28

013 - ልብስኻ ቀይር (Part 2 of 2)

ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"

03-10
20:03

010 - ጃመስ ሃድሰን ተይለር (Part 1 of 2)

ታሪኽ ህይወት ሚስዮናዊ ጀምስ ሃድሰን ተይለር፣ ካብ መጀምርታ ታሪክ ህይወቱን ሓጺር ምስክርነት ኣገልግሎቱን ኣብ ቻይና።

02-21
20:52

009 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 4 of 4)

ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።

02-06
13:18

Recommend Channels