መንግስቲ ኤርትራ ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ። (ጸብጻብ)
Update: 2025-12-14
Description
መንግስቲ ኤርትራ ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ። "ንሰላም ኢልና እንሸጦ ግዝኣት የለን" ክብል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። ብካልእ ሓበሬታ ኣብ ዘፈር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ 50 ቢልዮን ዶላር ዕንወት ወሪዱ ተባሂሉ። ኣመሪካ፡ ን10 ኤርትራውያን ኣብ ዝርዝር "ሓደገኛ ገበነኛታት" ኣቐሚጣ። ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ እገዳ ክንበር ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ እማመ ኣቕሪቦም።
Comments
In Channel















