DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)
መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)

መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)

Update: 2025-12-10
Share

Description

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ። ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ። መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። ቀ/ሚ ህንዲ ኣብዚ ሰሙን ናብ #ኢትዮጵያ ክበጽሕ ተባሂሉ፣ ዕላማኡ ድማ ሽርክነት ልምዓትን ምትእስሳር ኣፍሪቃን ንምድልዳል እዩ። ኣብ ሱዳን፡ ልዕሊ 100 ሰባት ኣብ ሆስፒታል ከምዝተቐትሉ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)

መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)