DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ለካቲት 2024))
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ለካቲት 2024))

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ለካቲት 2024))

Update: 2024-02-15
Share

Description

ንሎሚ ሓሙስ 15 ለካቲት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ክገብረሉ ኣብ ዝቐነየሉ እዋን፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ዲያስፖራ፡ ዞባዊ ፖለቲካዊ ምዕባለን ለውጥን ኣብ ኤርትራን ዝምልከት ምስ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ዝተወስደ እዩ። ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ሎሚ ከነቕርቦ ኢና። ሰራሕቲ ኢደ ስራሓት ደቀባት፡ ጽባቐ ናይ ነገራት ይፈጥሩ : እቲ መስርሕ ግን ዓሚቝ ባህላዊ ኣገዳስነት ኣለዎ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ብዛዕባዚ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና ። ጸብጻብ ልኡኽና ኣብ ትግራይ 12ሽሕ ሓደሽቲ ሰባት ተመዛቢሎም ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወተሃደራቱ ኣብ ኣምሓራ ተፈጺሙ ዝተብሃለ ቅትለት ሰላማውያን ሰባት ነፂጉዎ። ዝብሉ ትሕዝቶ ዘለዎ ዜና ከቕርበልና እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ማኪና ዘፍሪ ትካል ማዝዳ ንዓማዊሉ ብዛዕባ ዘፍረዮ መኪና ከቢድ ጕድለት እናሃለዎ ኣታሊልዎም ብዝብል 11.5 ሚልዮን ዶላር ተቐጺዑ ። ኣብ ጋዛ ተኹሲ ደው ክብል ዝጽውዕ ንድፊ ውሳነ ንምሕላፍ ኣብ መንጎ ኣባላት ቤት ምኽሪ ዉሕሃን ኣባላትን ሰፊሕ ደገፍ ከምዘለዎም ኣባላት ማሕበር ሃገራት ዓረብ ገሊጾም ። ኤርትራ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ጉባኤ ፈጻሚት ቤት-ምክሪ ሕብረት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ።
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ለካቲት 2024))

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ለካቲት 2024))