DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)
ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)

ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)

Update: 2025-10-30
Share

Description

ጸብጻባት ዜና ሎሚ (30/10/2025) * ልኡኽ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ተራኺቡ፡ * ኤርትራ ንተስፋሕፋሒ ድሌት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኰኒና፣ * ኲናት ፅንተት ትግራይ ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ግልጋሎት ጥራሕ ልዕሊ 10.8 ቢልዮን ዶላር ዕንወት ወሪዱ ክብል ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ገሊጹ፣ * ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኣብ ልዕሊ ኣስታት 8 ሽሕ ሓለፍቲ እቲ ውድብ ስጕምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፣
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)

ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)