DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣
ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣

ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣

Update: 2025-12-18
Share

Description

ናይ ሎሚ (18/12/2025) ጸብጻባት ዜና * ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ * ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ * ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ 10,000 ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ፣ * ኢትዮጵያን ህንድን ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ስምምዓት ከቲመን፣ * ኢትዮጵያ ኣብ 2026 ተወሳኺ ቅልውላው ከጋጥመን ካብ ዝተገመተለን ናይ ዓለም ሃገራት ኣብ 4ይ ደረጃ ተሰሪዓ:
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣

ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣