Indigenous sport in Australia: Identity, culture and legacy - ስፖርት ደቀባት ኣውስትራሊያ: መንኮርኮር መንነት፣ ባህሊን ሓድግን፡
Update: 2025-09-24
Description
From the soccer field to the athletics track, Australia’s Indigenous sportspeople connect cultures and communities whilst contributing to our national identity. Taking inspiration from those before them, their athletic prowess leaves an indelible mark on our nation. Sport’s ability to foster inclusion, equality and the opportunity for greatness has seen Indigenous Australian sportspeople ingrained in the national psyche, whilst inspiring others to represent Australia in sport. - ካብ ሜዳ ኵዕሶ እግሪ ክሳብ መስመር ኣትሌቲክስ ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ ደቀባት ስፖርት ንባህሊታትን ንማሕበረሰባትን ዘራኽብ እዩ ፡ ንሃገራዊ መንነትና ድማ ኣበርክቶ ዝገብሩ እዮም ። ብቕድሚኦም ዝነበሩ ተተባቢዕም ፡ ኣትለቲካዊ ሓድጎም ኣብ ልዕሊ ህዝቢና ዓብዪ ምልክት ኮይኑ እዩ ። ስፖርት ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ሓቛፍነት፡ ማዕርነትን ንምዕባይ ዕድል ዝከፍትን ክእለት ከምዘለዎ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ሃገራዊ መንፈስ ከምዝኣተዉ እሞ ካልኦት ኣውስትራሊያውያን ኣብ ስፖርት ንኽውከሉ ዝገብር ዘሎ እዩ ።
Comments
In Channel