The worries of young Australians in 2025 - ኣብ 2025 ንንኣሽቱ ኣውስትራልያውያን ዘሻቐልዎም እንታይ ኔሮም፧
Update: 2025-12-07
Description
Teenagers are more concerned than ever about the cost of living, according the annual Mission Australia Youth Survey of more than 17,000 young people. Financial worries have jumped significantly in survey results in recent years, with climate change falling as an issue of concern, and mental health still having a large impact. - መንእሰያት ካብ ኩሉ ካልእ ግዜ ንላዕሊ ብዛዕባ ክብሪ ናብራ ይሻቐሉ ክብል ርእይቶ ልዕሊ 17ሽሕ መንእሰያት ዝኣከበ ዓመታዊ ዝካየድ 'ሚሽን ኣውስራልያ ዩዝ ሰርቨይ' ኣፍሊጡ። ንገንዘብ ወይ ፋይናንስ ዝምልከቱ ሻቕሎታት ኣብ መለክዒታት ርእይቶ ናይ'ዚ ቀረባ ዓመታት ብዝለዓለ መጠን ንቅድሚት ዘሊሎም ኣለዉ፡ ለውጢ ክሊማ ከም ሓደ ኣሻቕሊ ዛዕባ ንታሕቲ ክወርድ'ንከሎ፡ ጥዕና ኣእምሮ ግን ሕጂ'ውን ዓቢይ ጽልዋ ዘለዎ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ።
Comments
In Channel
















