DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ
“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ

“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ

Update: 2025-10-13
Share

Description

መስራቲ ናይ ፈለማ መዲያ ኣብ ዲያስፖራ ኤርትራ ኣዝማሪኖ ዶት ኮም ን ድምጺ ደሊናን ዝነበረ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡ ብብዙሓት ከም ኣርኣያ፡ ጀማሪ ነጻ መዲያ ኣብ ወጻኢን ኣጆኻ በሃልን ብኻልእ ሰናይ ተግባራቱን ይዝከር። ድሕሪ ሕልፈቱ፡ ክብርታቱን ሓድግታቱን ንምቕጻል ብዝብል “Tesfaldet Alem Meharena Servant Leader for Justice Award.” ዝብል ዓመታዊ ሽልማት ምሃብ ካብ ዝጅምር ሎሚ ንኻልኣይ ግዜኡ ምወሃብ እዩ። ብዛዕባ ክብርታት ተስፋልደትን ዝገደፎ ሓድግን ዝምልከት ምስ ቀዳማይ ተሸላማይ ናይቲ ሽልማትን ኣዳላዊ “መስትያት ቤትና” ዝኾነ ዘካርያስ ክብረኣብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ

“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ