How to plan for your child’s financial future in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ውጥን መጻኢ ዉልድኩም ብኸመይ ትሰርዕዎ፡
Update: 2025-11-12
Description
Financial planning can feel stressful for any parent. When it comes to saving for your child’s future, knowing your options helps make informed decisions. And teaching your kid healthy money habits can be part of the process. - ገንዘባዊ ውጥን ምውጻእ ንዝዀነ ይኹን ወላዲ ውጥረት ኽስምዖ ይኽእል እዩ ። ብዛዕባ መጻኢ ዉህለላ ገንዘብ ውሉድካ ዝምልከት ፡ ኣማራጺታትካ ምፍላጥ ፡ ኣብ ቅኑዕ ሓበሬታ ተመርኲስካ ውሳነ ንኽትገብር ክሕግዘካ ይኽእል እዩ ። ናይ ቆልዓኻ ጥዑይ ናይ ገንዘብ ልማድ ምምሃር ሓደ ክፋል ናይቲ መስርሕ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
Comments
In Channel



