DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡
ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡

ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡

Update: 2025-11-09
Share

Description

ኣውስትራሊያ ካብ መወዳእታ ካልኣይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ዝሃበቶ ቀዋሚ ናይ ሰብኣውነት ቪዛ ሓደ ሚሊዮን ከምዝበጽሕ ተፈሊጡ ። እዚ ኣገዳሲ ቁጽሪ ፡ ስደተኛታት ኣብ ታሪኽ ኣውስትራልያ ዓብዪ ኣበርክቶ ከምዝገበሩ ክብሪ ክወሃቦም ደሪኹ ኣሎ ። እንተኾነ ትካላት መሰል ስደተኛታት ከምዝብልዎ ኣውስትራሊያ ነቲ ብጃምላ ዓለም ዝካየድ ዘሎ ምምዝባል እትህቦ ግብረመልሲ ብኸመይ ከተመሓይሾ ከምትኽእል ክትሓስበሉ ኣገንዚቦም ።
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡

ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡