DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡
ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡

ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡

Update: 2025-11-04
Share

Description

ፐን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብዝነብሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ን ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ንጸሓፊ ሳልሕ ጋዲ፡ ንጸሓፍን ምሁርን ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ንጸሓፊ ዳኒኤል ተስፋይ ሰመረ፡ ንስነጥበበኛ ኣብራር ዑስማን፡ ን ኣሕታሚ ካሳሁን ቸኮል ኣብ 2025 ድማ ንጋዜጠኛ ቢንያም ስምኦን ኣብ ነጻነት ሓሳብካ ብምግላጽ ዝሸለሞም እዮም። ብዛዕባ ናይቲ ማሕበር ንጥፈታት ኣልዒልና ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣቶ ዓወት ፍስሃየ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Comments 
In Channel
loading
00:00
00:00
x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡

ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡