DiscoverSBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።
ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር  ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።

ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።

Update: 2025-12-07
Share

Description

ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን “ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል” ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ። ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ቍጠባዊ ዕብየት ኤርትራ ዘተባብዕ ዝበሎ ሓድሽ ስትራተጂ ዘርጊሑ። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማይ፣ ኢነርጂን ምግብ ዘድሃበ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ ኣብ ርብዒ ዓመት ንጎረባብቲ ሃገራት ብዘቕረበቶ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 46 ነጥቢ8 ሚሊየን ዶላር እቶት ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ።
Comments 
loading
In Channel
loading
00:00
00:00
1.0x

0.5x

0.8x

1.0x

1.25x

1.5x

2.0x

3.0x

Sleep Timer

Off

End of Episode

5 Minutes

10 Minutes

15 Minutes

30 Minutes

45 Minutes

60 Minutes

120 Minutes

ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር  ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።

ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።