ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሕዳር 2025)
Update: 2025-11-11
Description
** ኣንተኒ ኣልበኔዝ ከም ኣካል ምግታእ ምስፍሕፋሕ ኒዮ ናዚ ፡ ኣብ እዋን ሰልፊ ጸሊም መሸፈኒ ገጽ ከይልበስ ዝገብር ሕጊ ደጊፉ። ** 503 ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣትዮም።... ** ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ፈደራል መንግስቲ ዳግም ንምኽፋት ን ሰኔት ከምዝድግፍን በዚ ድማ ንናይ ፌደራል ሰራሕተኛታት ዘይተኸፍሎም ደሞዝ ክኽፈሉ ምዃኖምን ኣሚቱ።
Comments
In Channel



