Springtime hay fever and asthma: how to manage seasonal allergies - ኣብ እዋን ጽድያ ረስንን ኣዝማን ፥ወቕቲታት ኣብ ዝቕየረሉ ቁጥዐ ወይ ኣለርጂ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፡
Update: 2025-10-01
Description
Springtime in Australia brings warmth, blossoms, and longer days—but also the peak of pollen season. For millions of Australians, this means the onset of hay fever and allergy-induced asthma. - ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብ እዋን ጽድያ ፡ መሬት ክትመውቕ ትጅምር፡ ኣትክልቲ ይዕምብቡን ነዊሕ መዓልትታትን ይመጽእ ፣ በዚ ከኣ ዝለዓለ ቝጽሪ ናይ ካብ ዕምባባ ዝመጻ ጨና ፖለን ዝፍጠረሉ እዩ ። ብሚልዮናት ንዝቝጸሩ ኣውስትራሊያዊያን እዚ ማለት ምጅማር ናይ ልዑል ረስኒን ቁጥዐ ሰውነትን ዘስዕብ ኣዝማን ምህላው ማለት እዩ ።
Comments
In Channel