Discover
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ...(ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)

ኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ...(ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
Update: 2025-10-01
Share
Description
** ኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ... ** ኣብ ኢትዮጵያ ወፍሪ ንምግባር ምሹእ ኩነታት የለን ክብል ክፍሊ ወጻኢ ጕዳያት ኣመሪካ ገሊጹ።... ** ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ መስሓቒ ፌስቲቫል ዝሳተፉ ኮመዲያን ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክዛረቡ እታ ሃገር ከተፍቅድ ጸዊዑ ።
Comments
In Channel